ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምሕጽንታ ሰብ-ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ንውድብ ጥዕና ዓለም፤ “ሓላፍነት ኣለኩም”


ምሕጸና ሰብ-ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ንውድብ ጥዕና ዓለም፤ “ሓላፍነት ኣለኩም”
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:10 0:00

ምሕጽንታ ሰብ-ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ንውድብ ጥዕና ዓለም፤ “ሓላፍነት ኣለኩም”

ኤርትራ፡ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝምቕራሕ ይዅን ባዕላ ብምግዛእ ዛጊት ኣንጻር ኮቪድ19 ክታበት ዘይጀመረት እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና ኣላ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ልዕሊ ሱሳ ዝኾኑ፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ዝነጥፉ ኤርትራውያን እምበኣር ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ክፉት ምሕጽንታ የቕርቡ ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG