No media source currently available
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንናይ ኣስታት 30 ዓመታት መራሒ ሱዳን ነበር ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ዘባረረ ተቓውሞ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ትገልጽን ምልክት’ቲ ተቓውሞ ዝኾነት ጓል ኣንስተይቲ ዓላ ሳልሕ ትበሃል።ንሳ ኣብ እዋን ተቓውሞ ኣብ ልዕሊ መኪና ኮይና ተኻይዶ ዝነበረት ተቓውሞ ትፍለጥ። በዚ መሰረት ድማ ምልክት ተቓውሞ ሱዳን ክትኸውን ከላ ገለ እውን ምስ ናይ ቀዳሞት ኑባዊይን ንግስታት ሱዳን የወዳድርዋ ኣለው።