ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምላሽ ክልል ትግራይ ካብቲ ክልል ተመዛቢሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓቑቦም ብዛዕባ ዝተባህሉ ተወላዶ ትግራይ


ካብ ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትው ምህላው ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

ካብ ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትው ምህላው ተገሊጹ

ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትዉ ከምዘለዉ ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ሰሜን ወሎ ይግለጽ ኣሎ። ብዛዕባ’ዞም ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ዝተባህሉ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት ንሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣቶ ረዳኢ ሓለፎም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG