No media source currently available
ዕላል ምስ ንሓያሎ ምሩቓት ኮምፒዩተር ሳይንስ ብቐጥታ ምስ ሕብረተሰብ ዝተኣሳሰር ፕሮጀክታት ክሰርሑ ዓቢ ኣበርኽቶ ምስ ዝገብር ዘሎ ኣብ ኮለጅ ምህንድስናን ሳይንስን ማይ-ነፍሒ ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣብቲ ኮለጅ ዝርከብ ማእከል ምርምርን ምህዞን ድማ ዳይረክተር ዝኾነ ዶ/ር የማነ ቀለታ ።