No media source currently available
ኣብ መቀለ ኤም ኣይ ቲ ዝምሃሩ ተምሃሮ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ኣብ ምምሃዝ ይርከቡ። ትካል ቴክኖሎጂ መቀለ ብኣይተ ኣርኣያ ዘሪሁን ዝተጣየሸ ኣብ ትግራይ 12 ክፍሊ ብሄራዊ ፈተና ወሲዶም ፀብለልታ ካብ ዘርኣዩ ተማሃሮ ዳግም መእተዊ ፈተና ተፈቲኖም ዝምሃሩሉ ማእከል እዩ።