መሕተሚ
ማዕከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሰሩዕ ኣኼብኡ ትማሊ ጀሚሩ::
ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጀመረ እቲ ኣኼባ ንኣርባዕተ መዓልታት ከምዝጸንሕ ተፈሊጡ’ሎ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 መጋቢት 2023 ዜና ዜና ስፖርትን መደብ ሕርሻን የጠቓልል