ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ሓሙሽተ ሓደሽቲ ውፅኢት ምርምር ናብ ሓረስታይ ኣባፂሑ


ኣይተ ኣለማት እምባየ ተመራማሪ ክንክን ዘራእትን ዳይረክተር ማእከል ምርምርን መቐለ
ኣይተ ኣለማት እምባየ ተመራማሪ ክንክን ዘራእትን ዳይረክተር ማእከል ምርምርን መቐለ

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ሓሙሽተ ሓደሽቲ ውፅኢት ምርምር ናብ ሓረስታይ ኣባፂሑ።

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብ 11 ወረዳታት ዞባታት ምብራቅን ደቡብ ምብራቅን ከምዝሰርሕ ይፍለጥ።

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቀንዲ ዋኒኑ ንደረቕ ኩነታት ኣየር ዘለዎም ከባቢታት ትግራይ ዝኮኑ ሓደሽቲ ምህዞታት እናምፀእካ ናብ ሓረስታይ ምቅራብ ምኳኑ ዳይረክተር እቲ ማእከል ሓቢሮም።

ኣይተ ኣለማት እምባየ ተመራማሪ ክንክን ዘራእትን ዳይረክተር ማእከል ምርምርን መቐለ እዮም።

ንሶም ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብዚ ዓመት ናብ ተጠቀምቲ ዘብጸሖም ሓደሽቲ ውፅኢት ምርምራት ኣመልኪቶም ኣዋጊዖሙኒ ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


XS
SM
MD
LG