ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከል ሃምሊን ፊስቱላ መቐለ ንዝኽሪ ዶ/ር ሃምሊን መደብ ኣዳልዩ


ብምክንያት ሞት ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ሰራሕተኛታት ማእከል ሃምሊን ፊስቱላ መቐለ ዝክሪ ገይሮም።

ዶክተር ሃምሊን ካትሪን ካብ 1998 ዓ/ም ጀሚራ እያ ኣብ መቐለ ማእከል ሕክምና ፌስቱላ ሃኒፃ ስሩዕ ግልጋሎት ሕክምና ኣብ ምሃብ ትርከብ።

ማእከል ሃምሊን ፊስቱላ መቐለ ንዝኽሪ ዶ/ር ሃምሊን መደብ ኣዳልዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:13 0:00

እዚ ማእከል 28 ደረጅኦም ዝሓለዉ ዓራውቲ፡ ብመሰረት ጠለብ ተሓከምቲ መግቢ ምድላው። ልዕሊ 20 ዝኮኑ ሰራሕተኛታትን ዝተማልአ መሳርሒ ናውትን ዝሓዘ እዩ።

ንዶክተር ሃምሊን ካትሪን ቅርበት ዘለዎም ዝተፈላለዩ መሳርሐተንን ፈልጥተንን ብዛዕብአን ዝሃብዎ ርእይቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

ማእከል ሃምሊን ፊስቱላ መቐለ ንዝኽሪ ዶ/ር ሃምሊን መደብ ኣዳልዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:09 0:00


XS
SM
MD
LG