ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከላይ ኮሚቴ ህውሓት ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼብኡ ዛዚሙ


ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ 18 ነሓሰ ክሳብ 20 ነሓሰ ኣኼባ ኣካይዱ።

እቲ ማእከላይ ኮሚቴ ድሕሪ እቲ ኣኼባ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣመራርሓ እቲ ውድብ ንዉሕስነት ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ ኣድላይ ዘበለ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልው እዩ ኢሉ።

መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ጠሚቱ ከምዝዘተየ ዝገለፀ እቲ ማእከላይ ኮሚቴ ነቲ ጉባኤ ብዝኾነይኹን መንገዲ ንምዝራግ ዝግበር ምንቅስቓሳት ክምክቶ እየ ድማ ኢሉ ኣሎ።

ሕገመንግስታዊ ስርዓትን ረብሓን ክብርን ህዝቢ ቐዳምነት ሂቦም ምስ ዝሰርሑ ዉድባት ፓለቲካ ድማ ኣብ ናይ ሓባር ኣጀንዳ ንምስራሕ ሐዚ እውን ድለው እየ ክብል ገሊፁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ማእከላይ ኮሚቴ ህውሓት ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼብኡ ዛዚሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:55 0:00


XS
SM
MD
LG