መቐለ —
ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ድሕሪ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣኼባ ከም ዘከየደ ኣብ ዘውጽኦ ናይ ጽሑፍ ዜና ኣፍሊጡ።
ህወሓት፡ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፡ እቲ ውድብን መንግስቲ እቲ ክልልን ከሓይሉ ግደ ነይሩዎም ንዝበሎም ኣካላት ኣመስጊኑ።ህወሓት ብፓርላማ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ተባሂሉ ምምዳቡ ይፍለጥ።