መቐለ —
ዩስኤኣይዲ (ትካል ስግር ባሕሪ ግብረ ሰናይ ኣሜሪካ)፣ ብዝመደበቶ ባጀት ሓደ ቢልዮን ቅርሺ፣ 59 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ፣ ኣብ ትግራይ ከምዘከፋፈለ ማሕበረ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣፍሊጡ።
ማረት ከምዝገለጾ ‘ኣብ’ዚ ሕዚ እዋን፣ ህዝቢ’ቲ ክልል ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ስለዝርከብ፣ ዩስኤኣይዲ (ትካል ስግር ባሕሪ ግብረ ሰናይ ኣሜሪካ) ብዝገበሮ ሓገዝ፣ ን2.8 ሚልዮን ሰባት፣ በብወርሑ ንዝቅጽሉ 6 ኣዋርሕ ሓገዝ መግቢ ክዋሃብ እዩ ኢሉ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን