ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ማሕበር ሙዚቀኛታት ኤርትራን ምድልዋቱ ንሓድሽ ብድሆ ሙዚቃን
ኣገባብ ኣዘረጋግሓ፡ መስምዒታትን መፍረን ሙዚቃ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ ኣገባብ ሕጂ ዳርጋ ምሉእ ብምሉእ ናብ ኦንላይን እናሰገረሉ ኣብ ዝርከብ ግዜ፡ ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ነዚ ሓድሽ ብድሆ ብኸመይ ይገጥሞ ኣሎ? ነዚን ካልእ ብዛዕባ’ቲ ማሕበርን ኣመልኪቱ ንኣቦ-መንበር እቲ ማሕበርን ገዲም ድምጻዊን መሓመድ ዑስማን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።