ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበር ሕውነት ኣግኣዝያን ንሉአላውነት ኤርትራ ብዘይእዳፋእ መልክዑ ከምዝቃለስ ኣፍሊጡ


መምህር ስምኦን መሓሪ(ጸጋም)፡ ኣማኒኤል ሳህለ(የማን)
መምህር ስምኦን መሓሪ(ጸጋም)፡ ኣማኒኤል ሳህለ(የማን)

ብሽም ማሕበር ሕውነት ኣግኣዝያን ዝንቀሳቀስ ውዳበ ንሉአላውነት ኤርትራ ብዘይእዳፋእ መልክዑ ከምዝቃለስ ኣፍሊጡ።

አተሓባበሪ ማሕበር አሕዋት ኣግኣዝያን ኣብ ትግራይ መምህር ስምኦን መሓሪ እቲ ውዳበ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝተዘርገሐ ምኳኑ ብምግላጽ፥ ሃገረ ኤርትራ ሃገረ መንግስቲ ግእዝ ንምግባር ዓሊሙ ከምዝንቀሳቀስ ሓቢሮም።

ብዘይካ እዚ ኤርትራዊ ኣማኒኤል ሳህለ ንምስሊ ሕብረተሰብ ንጎኒ ዘትርፍ ቃልሲ ብትሪ ከምዝቃውምን ከምዝቃለሶን ገሊፁ።

ምስ ክልቲኦም ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


XS
SM
MD
LG