ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ


ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:26:25 0:00

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣትላንታ ንመኽሰብ ዘይቆመ ምዝጉብ ማሕበር ኰይኑ፡ ንሓደስቲ መጻእትን ዝጸንሑ ነበርቲን በበይኑ ሓገዛት ኣብ ምግባር ዝርከብ ምትእኽኻብ’ዩ። እዚ ማሕበረኮም ድሮ ንሓያሎ ካብ ወገናቱ ሓጊዙ ኣሎ፡ ብሕጂ’ውን ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ንምስራሕ ይርከብ። ብዛዕባ’ዚ መብርሂ ንኽህበና ንሓደ ካብቶም ኣካየድቲ እቲ ማሕበረኮም ዝዀነ ኣስገዶም ተመልሶ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG