ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ማህሌተ ጉማየ' ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ክካየድ ምዃኑ አዳለውቲ'ቲ መደብ ገሊጾም


ኣብ ክልል ትግራይ ከባቢ ራያን ዋጅራትን ብጉማየ ዝያዳ ዝፍለጥ ዝጥምት መደብ እዩ።

ኣብ ሞንጎ ዋጅራትን ራያን ዝርከብ 'ዓውደ ዉር' እናተባህለ ዝፍለጥ ከባቢ ካብ 2011 ዓ.ም ኣቆፃፅራ ግእዝ ዶ/ር ሓጎስ ኣብራሃ ኣባይ 'ማህሌተ ጉማየ' ዝብል ምድላው ንባህልን ትውፊትን ትግራይ ዝድህስ መድረኽ ኣዳልዮም ንኽልተ ተኸታተልቲ ዓመታት ክኽበር ፀኒሑ ሎሚ ግና ምስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቅልውላው ካብቲ መኸወኒ ወፂኡ ኣብ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ፅባሕ ቀዳም ክኽበር እዩ ::

ንኣሰናዳኢ እቲ መደብ ዶ/ር ሓጎስ ኣብርሃ ኣዘራሪብናዮም ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG