ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጥዕና ኤርትራ ህዝቢ ማሕበራዊ ምትእኽካብ ከወግድ ኣተሓሳሲቡ


ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ
ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ

ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሎሚ ሶኑይ 24 መጋቢት 2020 ኣብ ዘውጽኦ መምርሒ፥ ግድንን ኣድላይን እንተዘይኮይኑ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ከቋርጹን፡ ህዝባዊ መጓዓዝያ ካብ ምዝውታር ክቑጠቡን ኣተሓሳሲቡ`ሎ።

ካብ 10 ንላዕሊ ሰባት ዝእከብሉ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታት ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት’ውን ክቋረጽ ዘፍለጠ እቲ መምርሒ ምእመናን ናብ ቤተእምነት ካብ ምኻድ ተቖጢቦም ኣብ ቤቶም ክሰግዱን ክጽልዩንኣተሓሳሲቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሚ/ጥዕና ኤርትራ ህዝቢ ማሕበራዊ ምትእኽካብ ከወግድ ኣተሓሳሲቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:24 0:00


XS
SM
MD
LG