ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጥዕና ኢትዮጵያ ዝርግሓ ቫይረስ ኮሮና ይጋደድ ምህላው ገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዘርእዮ ዘሎ ባህሪ ብሕልፊ ምጥቃም መሸፈኒ ኣፍንጫን ኣፍን (ማስክ) ዝናኣሰ ምዃኑን ለበዳ እቲ ቫይረስ ይጋደድ ከምዘሎን ሚኒስትሪ ጥዕና’ታ ሃገር ገሊጹ።

እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ "ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብመሰረት ዘካየዶ ዳህሳሳት፣ ኣብ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ዝነበረ ግብረ መልሲታት ዝተሓተ ከምዝነበረ" ጠቂሱ።

ኣብ ቤት ትምህርታት ካብ 79 ሚእታዊት ናብ 76 ሚእታዊት ከምዘንቆልቆለ’ውን እቲ ግብረ ሓይሊ ኣረጋጊጹ'ሎ።

XS
SM
MD
LG