ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ 24 ሰዓታት 775 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምትሓዞም ምዝዝጋቡ ሓቢሩ


ኢትዮጵያ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናህሪ ኮቪድ19 መዝጊባ`ላ።ብመሰረት ጸብጻብ ሚንስትሪ ጥዕና'ታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ጥራሕ 775 በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ክምዝገቡ ከለው ሓደ ሰብ ድማ በቲ ሕማም ሞይቱ።

እዚ ሓዲሽ ናህሪ ድማ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ እቲ ሚንስትሪ ስኽፍትኡ ገሊጹ`ሎ።

XS
SM
MD
LG