ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉ/ወ ኣሜሪካ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳይ ሊብያ ንምዝርራብ ኣብ ዝካየድ አኼባ ንምስታፍ ጀርመን ኣትዮም


ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊከን መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝሳተፍኦ ዘለዋ ተኸታታሊ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ንምስታፍ ሎሚ ረቡዕ ጀርመን ኣትዮም ኣለዉ።

ብሊንከን ኣብቲ “ካልኣይ ዋዕላ በርሊን” ዝተሰምየ፡ ንኣብ ሊብያ ዘሎ ፖለቲካዊ ቀውሲ ነባሪ ፍታሕ ንምንዳይ ዝዓለመ ዋዕላ ክሳተፉ’ዮም።

ብሊንከን ምስ ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ ማርከል ከምኡ’ውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሃይኮ ማስ’ውን ክራኸቡ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG