ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉ/ወ ኣሜሪካ ምስ መራሕቲ እስራኤልን ፍልስጤምን ንምዝርራብ ናብቲ ዞባ ምጋሾም ተገሊጹ


ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤምን ክካየድ ዝፀንሐ ምልውዋጣት ተኩሲ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ስምምዕ ምብፅሑ ስዒቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ መራሕቲ እስራኤልን ፍልስጤምን ሎሚ ሰሉስ ክራኸቡ እዮም ።

ብሊንከን ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኮይኖም ናብቲ ዞባ ዝገበርዎ ዘለዉ ጉዕዞ እዚ ፈለማዮም እዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG