ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ ሃገሮም ዓለምለኸ ሰብኣዊ መሰላት ንምኽባር ከምትሰርሕ ሓቢሮም


ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ን47 ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ ዋሽንግተን ዓለምለኸ ሓለዋ ደሕንነትን ሰብኣዊ መሰላትን ንምኽባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቃስ ፀቅጢ ንምፍጣር ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፆምሎም ።

ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ 2018 ካብ ኣባልነት እቲ ቤት ምኽሪ ወፂኦም ኔሮም እንተኾነ ምምሕዳር ባይደን ተዓዛባይ ኮይኑ 8 ለካቲት,2021 ናብቲ ቤት ምኽሪ ተመሊሱ እዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG