ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ዝምድና ምስ መሻርኽቲ ኔቶ ንምሕያል ሎሚ ብራስለስ ኣትዩ


ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብልንከን ምስ መሻርኽቲ ኔቶ ዝምድና ንምሕያል ሎሚ ሶኑይ ብራስልስ ኣትዩ`ሎ- ። ኣብ ጉዳይ ለውጢ ክሊማ: ጻዕርታት ጸረ-ግብረ-ሽበራ ከምኡ'ውን መኸተ ኣንጻር ኮቪድ ክዘራረብ መደብ ኣለዎ።

ብልንከን ኣብቲ ጽባሕ ሰሉስን ረቡዕን ዝካየድ ዋዕላ ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኔቶ ክሳተፍ: ምስ ዋና ጸሓፊ ኔቶ ጀንስ ስቶልተንበርግ`ውን ክራኽብ`ዩ።

ሓደ ካብ ዛዕብኦም ውዕል ኔቶ 2030 ዝብል ኮይኑ ኣብ ጉዳይ ቻይናን ሩስያን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ሳይበርን ካልእን ዝርኢ`ዩ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG