ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያን ኣመሓዳሪ ክልል ኦሮምያ ምስ ኦነግ ንምዝርራብ ኣስመራ ኣትዮም


ኣመሓዳሪ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣቶ ለማ መገርሳን ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁን ምስ ተቓዋሚ ውድብ ናይ ኦሮሞ ነጻነት ግንባር(ኦነግ) ክንፊ ንምዝርራብ ኣስመራ ኣትዮም።

እቶም ሰበ ስልጣን ምስ መራሒ ናይቲ ግንባር ኣቶ ዳዊት ኢብሳ ተራኺቦም ሎማዕንቲ ክዘራረቡ ትፅቢት ኣሎ።

ናይ ኤርትራ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ኣስመራ ዓለምለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ተቐቢሎምዎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG