ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ወ/ጉ ግብጺ: ሕ/ሃ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ልዝብ ግድብ ህዳሴ ኣብ ስምምዕ ክብጻሕ ዝብል ውሳነ ከሕልፍ ጸዊዖም


ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳመሕ ሹክሪ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ግብፂ፣ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝካየድ ዘሎ ልዝብ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ኣብ ኣዕጋቢ ሓባራዊ ስምምዕ ክበፅሓ ውሳነ ከሕልፍን ዝኾነት ትኹን ሃገር በይናዊ ስጉምቲ ካብ ምውሳድ ክትቑጠብን ፀዊዖም።

ኩለን 15 ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ብሕብረት ኣፍሪቃ ይሳለጥ ዘሎ ሓዱሽ ልዝብ ደገፈን ገሊፀን ኣለዋ።ድልየት ኢትዮጵያ ሕቡራት ሃገራት ካብቲ ልዝብ ክወፅእን ነቲ ጉዳይ ሕብረት ኣፍሪቃ ክሕዞን እዩ።

XS
SM
MD
LG