ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ.ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈተና12 ክፍሊ ዝምልከት ዝቐርብ ነቐፌታታት ዝተጨበጡ ኣይኮኑን ይብሉ


ሚኒስተር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ-ፋይል
ሚኒስተር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ-ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳን ውጺኢትን ፈተና 12 ክፍሊ ብዝምልከት ዝቀርቡ ቅሬታታት ዝተጨበጡ ኣይኮኑን ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ገሊጾም።

ሚኒስተር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ ናይ ትሸዓተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ቤት ዕዮኦም ንባይቶ ወከልቲ ኣብ ዘቅረብሉ ሕቶ ምስ ዘልዓሉ ኣካላት ኣብ ጉዳይ ፈተና ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ እንተበሉ'ዃ ካብ ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ዶ/ር እንዳለ ሀይሌ ግን ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ኣይተዘራረብናን ኢሎም።

ብዝተታሓሓዘ እቲ ቀንዲ ጸገም ፈተና ምስራቅ ምዃኑ ዝተዛረቡ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ ነቲ ፈተና ኦንላይን ንምሃብ ጻዕሪ ይግበር'ሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG