ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/መጓዓዝያን መረኸቢታትን ኤርትራ ውሱን ስሩዕ ኣህጉራዊ በረራታት ኣየር ከምዝጅምር ኣፍሊጡ


ኣብ ክፍላ ወርሒ ሚያዝያ ካብን ናብን ኣስመራ ውሱንን ስሩዕ ኣህጉራዊ በረራታት ከምዝጅምር ሚኒስትሪ መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኤርትራ ሎሚ ሶኑይ 5 ሚያዝያ,2021 ኣፍሊጡ’ሎ።

እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዱባይ-ኣስመራ ከምኡ’ውን ኣዲስ ኣበባ-ኣስመራ ዝግበር በርራታት ከምዝኾነ ዝጠቐሰ እቲ ሚኒስትሪ፡ ተጓዓዝቲ ቅድሚ ምብጋሶም ካብ ሕጋዊ ትካል መርጋገጺ ምስክር መርመራ ኮቪድ 19 ከቕርቡን ከምዝግደዱን መንገዲ ኣየራት ከኣ ናይ’ቲ ስነድ ሕጋዊነት ናይ ምርግጋጽ ሓላፍናት ከምዘለዎም ኣምልኪቱ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG