No media source currently available
ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ብምጽናዕ ክዝርግሕ ጀሚሩ
መሕተሚ
ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኤርትራ ሰሙናዊ ዋጋታት ብምእካብ፡ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ምጽናዕ፡ ምዝርጋሕን ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 መጋቢት 2023 ዜና(ተወላዶ ኢሮብ ብስእነት ሓገዝ የማር ፥ ብደርቂ ዝተጠቕዓ ከባቢ ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ዝናብ ከምዝረኽብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂእታ ሃገር ኣፍሊጡ፥ ም/ፕረ ሃሪስ ኣብ ጋን ይበጽሓ) ዜና ስፖርት ዜና ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል