ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትር ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት'ታ ሃገር ምስ ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ምዝታየን ተሓቢሩ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ብመንገዲ ሚኒስትር ሰላም ኣብታ ሃገር ንዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ጉዳያት ንናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ሓላፊ ፊሊፖ ግራንደ መብርሂ ምውሃቡ ተገሊጹ።

እቶም ኮሚሽነር ዝተሰርሑ ስርሓት ብኣካል ተረኺቦም ከምዝዕዘቡ ተሓቢሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG