ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ሱዳንን ግብጺን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም


ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ሱዳንን ግብጺን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:10 0:00

ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ሱዳንን ግብጺን ልኡኻት እዘን ሃገራትን ኣብ ጉዳይ ናይ ህዳሴ ግድብ ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ትማሊ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተራኺቦም።ምምሕዳር ትራምፕ ሰለስቲኣን ሃገራት ብመንጎኛነት ወኪል ኣሜሪካ ንክዘራረባ ብዘቕረቦ ጻውዒቶም መሰረት ወከልቲ እዘን ሃገራት ኣብ ዋሽንግተን ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም። ወኪላት ልኡኽ ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ልዝብ ንምስታፍ ኣብቲ ቦታ ኣብ ዝተራኸብሉ ሰላምታ ክለዋወጡ ተራእዮም።

XS
SM
MD
LG