ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ናይ መግብን መስተን ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ክዕጸዋ ኣዚዙ


ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻርን ንምንካይን፡ብዙሓት ሰባት ዝእንግዳ ናይ መግብን መስተን ትካላት፡ኢንተርነት ካፈታት፡ኣብያተ ፍርድን ዝኣመሰላ ትካላት ካብ ሎሚ ጀሚሮም ክልተ ሰሙናት ክዕጸዋ ከምዝተወሰነ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብዘን ዝሓለፋ 10 መዓልታት ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ናብ 15 ክብ ከምዝበለ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG