ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትሪ ገንዘብ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ዝተወሰነ እገዳ ናብ ትግባረ ይሰጋገር ምህላው ሓቢሩ

ሚንስትሪ ገንዘብ ኣመሪካ
ሚንስትሪ ገንዘብ ኣመሪካ

ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ቅልውላው ሰብኣዊ ረድኤትን ሰብኣዊ መሰላትን፣ ኣብ ልዕሊ ገለ መንግስታዊ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ዝተወሰነ እገዳ፣ ናብ ትግባረ ገጹ ይሰጋገር ከምዘሎ፣ ሚንስትር ገንዘብ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።

እቶም ዝትግበሩ ሕጊታት፣ ህዝቢ መታን ክፈልጦም ተዘርጊሖም ከምዘለው፣ ኣብ ሃገራዊን ፈደራላዊን ገጽ ተሓቲሞም ድሕሪ ምውጸኦም ካብ ጽባሕ ረቡዕ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኾኑን ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG