ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ (ኣኳፖኒክስ)ሕርሻ ማይ ከምዘተኣታተወ ገሊጹ


ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ብውሑድ ማይን ኣብ ንእሽቶ ቦታን ዓሳ፡ኣሕምልትን ፍረታትን ንምፍራይ ዝሕግዝ ሓመድ ኣልቦ ሕርሻ ማይ(ኣኳፖኒክስ)ከምዘተኣታተወ ኣብቲ ሚንስትሪ ሓላፊ ምህዞን ሰንዓን መንእሰይ ገዛኢ ገ/እግዛቢሔር ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

ሓመድ ኣልቦ ሕርሻ ማይ ኣብ ዝኾነ ቦታን ኩነታት ኣየርን ክትግበር ዝኽእል ኣብ ርእሲ ምዃኑ 95 ሚእታዊት ማይ ብምዕቃብ ካብቲ ንቡር ሕርሻ ኣርባዕተ ዕጽፊ እቶት ከምዝርከቦን መንእሰይ ገዛኢ ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ (ኣኳፖኒክስ)ሕርሻ ማይ ከምዘተኣታተወ ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:32 0:00


XS
SM
MD
LG