ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ባህርያዊ ጸረ-ባልዕን ጸረ-ሕማማትን የተኣታቱ
ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓረስቶት ብቐረባ ክረኽቡዎ ዝኽእሉን ውሕስነት ዘለዎን ባህርያዊ ጸረ-ባልዕ የተኣታቱ ከም ዘሎ ኣብ ሚንስትሪ ሕርሻ ሓላፊት ምክልኻል ቡቕሊ ወ/ሮ ልኡላ መኮነን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢራ። እቲ ባህርያዊ ጸረ-ባልዓት ንምድላዉ ቀሊልን ብንኡስ ዓቕሚ ሓረስቶት ክዳሎን ዝኽእልን ዝኾነ ኣሉታዊ ሳዕቤን ዘይብሉን ብምዃኑ ዝያዳ ተመራጽን ኣድማዕን ከምዝኾነ ወ/ሮ ልኡላ ወሲኻ ኣረዲኣ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ