ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓመድ ኣልቦ ሕርሻ ኣተኣታትዩ


ቀጠልያ መግቢ እንስሳ ንምውሓስ ሓመድ ኣልቦ ሕርሻ ከምዘተኣታተወ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ገሊጹ።እዚ ብማይ ጥራይ ዝካየድ ኣገባብ ሕርሻ 95 ሚእታዊት ማይ ዝቑጥብ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ናይ ጉልበት፡ገንዘብን መሬትን ሃልኪ ብምጉዳል ፍርያትን ፍርያምነትን ዘዕቢ ከምዝኾነ ኣብ’ቲ ሚንስትሪ ሕርሻ ኣባል ኣሃዱ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝኾነ መንእሰይ መሃንድስ መርሃዊ ዓ/ማርያም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓመድ ኣልቦ ሕርሻ ኣተኣታትዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:50 0:00


XS
SM
MD
LG