ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኢትዮጵያን ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም: ተዘራሪቦም


ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኢትዮጵያን ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:31 0:00

ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኢትዮጵያን ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም ተዘራሪቦም

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም::

ብመሰረት ጸብጻብ ኣሶሴይትድ ፕረስ "ሩሲያ ኣብ ሓባራዊ ረብሓታትና ምትሕብባርን ከም ኣብ ሕቡራት ሃገራት ዝኣመሰሉ ኣብ ዓለምለኸ ትካላት ምውህሃድን ክዓዝዝ ድልየት ኣለዋ’’ክብሉ ንምኽትልን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን ገሊፆም ኣለው።

ላቭሮቭ ብምውሳኽ ኣቶ ደመቀ መኮነን ብዛዕባ ኩነታት ኣፍሪቃን ሕብረት ኣፍሪቃን ክዛረቡ ምስምዖም ኣገዳሲ እዩ ኢሎም።

ኣቶ ደመቀ ናብ ሩስያ ምኻዶም ክብሪ ከምዝስምዖምን ላቭሮም ምስኦም ንምርኻብ ግዜ ምፍቃዶምን ኣመስጊኖምዎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG