ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ክታበት መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ኣተኣታትዩ


ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ክታበት መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ኣተኣታትዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:04 0:00

ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ኣተኣታትዩ። እዚ ካብ 21 ሕዳር ክሳብ 25 ሕዳር ብደረጃ ሃገር ብመልክዕ ወፍሪ ንፈለማ እዋን ክወሃብ ዝጀመረ ክታበት፡ዕድሚኤን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ፡ ክልተ ግዜ ከምዝወሃብ ሓላፊ ሃገራዊ መደብ ክታበ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣቶ ቴድሮስ ይሕደጎ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG