ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ኣፍራስ ከምዘተኣታተወ ገሊጹ


መንእሰይ ሄኖክ ገ/ሂወት
መንእሰይ ሄኖክ ገ/ሂወት

ዓሌት ኣፍራስ ንምምሕያሽ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ኣፍራስ ከምዘተኣታተው ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ገሊጹ።

ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ ኤርትራ ዝርአ ዘሎ ዋሕዲ ኣፍራስን ዓሌትን ብቁጽርን ዓይነትን ብምምሕያሽ ብርትዓዊ ዋጋ ንተጠቀምቲ ንምቕራብ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ከምዝተኣታተወ ኣብቲ ሚኒስትሪ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ስጋን ቆርበትን ፡ኣካያዲ ስራሕ ማእከል ምድቓል ኣፍራስ፡ማንቲለን ሓሰማን መንእሰይ ሄኖክ ገ/ሂወት ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።ተጠቀምቲ ብወገኖም እቲ ሓዲሽ ሜላን ዝተዋህቦም ስልጠናን ኣብ ስርሖም ከምዝሕገዞም ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG