ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ምሩጻት ዘርእታት ናብ ሓረስቶት ከምዝዘርግሐ ገሊጹ


ሚኒስትር ሕርሻ ኤርትራ እቶታውነት ብምውሳኽ ቀረብ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት 93 ዝተፈላለዩ ምሩጻት ዘርእታት ናብ ሓረስቶት ከምዝዘርግሐ ገሊጹ።

እቶም በመንገዲ ሃገራዊ ትካል ሕርሻዊ ምርምር ዘድሊ ምርምርን ፈተነን ተጌሩሎም ናብ ሓረስቶት ዝተዘርግሑ 27 ናይ ኣሕምልቲ፡21 ናይ ፍረታት ከምኡ'ውን 45 ናይ ኣእካልን ጥረታትን ምሩጻት ዘርእታት ምስ ክሊማ ኤርትራ ዝሰማመዑ፡ ልዑል እቶት ዝህቡን ሕማምን ባልዓትን ዝጻወሩ ከምዝኾኑ ክኢላታትን ተመራመርትን ናይ’ዚ ዓውዲ ዝኾኑ መንእሰያት ኤደን ዓንደን ተስፉ ኢሳቕን ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::


XS
SM
MD
LG