ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሱዳን ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ


ኣሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓባት ዶብ በቲ ዘሎ ሰላማዊ መንገዲ ንኽፍታሕ ንመንግስቲ ሱዳን ክምዕዱ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቅሪቡ ።

ህዝቢ ሱዳን'ውን ጥቅሚ ክልቲኤን ሃገራት ሃሲዩ ጥቅሚ ሳልሳይ ወገን ንምዕዋት ይሰርሕ ኣሎ ንዝበሎ መንግስቲ ሱዳን ተጽዕኖ ክገብረሉ ሓቲቱ ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ንዘሎ ምስሕሓባት ዶብ ኣመልኪቱ ንዝፍጠሩ ፀገማት ናይ ምግዳድን ነገር ምፅሕታርን ባህርያት ይፍፅም ከምዘሎ ብምግላፅ ንተግባራቱ ኮኒኑ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሱዳን ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00


XS
SM
MD
LG