ዋሽንግተን —
2.3 ሚልዮን ቆልዑኣብ ክልል ትግራይ ንህጹጽ ሓገዝ ተቃሊዖም ከምዘለውን ዩኒሴፍ(ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት) ኣፍሊጡ።
ቅድሚ እዚ ዳሕረዋይ ተርእዮ፣ 54 ሽሕ ቆልዑ ኣብ መዓስከራት ስደተኛ፣ 36 ሽሕ ቆልዑ ድማ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ከምዝጸንሑ ሪፖርት ዩኒሴፍ ይሕብር።