No media source currently available
መንእሰይ ኤርትራዊት ሆላንዳዊት ሚልካ የማነ፡ ኣብ ነዘርላንድስ ን'ግሪን ለፍት ፓርቲ' ወኪላ ኣብ ባይቶ ሆላንድ ንምእታው ኣብቲ ዝመጽእ ረቡዕ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ትወዳደር ኣላ። ሚልካ፥ ኣብ ምዕሩይነት ዜጋታትን ኣብ ኢሚግረሽንን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ክሊማን ናይ ፖሊሲ ለውጢ ክተምጽእ ትሕልን።