ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጽሓፍ ዘሕተመት ጓል 9 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ


ሩት ተ/መድህን ዝተባህለት ጓል 9 ዓመት ተማሃሪት 2ይ ክፍሊ መጽሓፍቲ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ተርጉማ ብምሕታም ቀዳም 12 ሰነ ፡2021 ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሓ`ላ።

እዛ ልዑል ናይ ንባብ ፍቕሪ ከምዘለዋ እትዛረብ ቆልዓ ፡ኣብ ትምህርታ’ውን ብልጽቲ ከምዝኾነት’ያ ትገለጽ።

“ነቲ መጽሓፍ ምስ ኣንብብክዎ፡ ትሕዝቶኡ መሃሪ ኮይኑ ስለዝረከብክዎ ክትርጉሞ ተደሪኸ “ ክትብል'ያ ሩታ ተዛሪባ ።ሩት ልዑል ዓቕምን ካብ መሳቱኣ ፍልይ ዝበለ ኣተሓሳስባን ከምዘለዋ ወላዲታ ወ/ሮ ዛይድን ምምህራናን ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መጽሓፍ ዘሕተመት ጓል 9 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:33 0:00


XS
SM
MD
LG