ኣስመራ —
ደራሲት ራሄል ኣስገዶም ዘርአ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ፡ 16 ናይ ህጻናት መጽሓፍቲ ብትግርኛ ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሓ ኣላ። ንዕኡን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስቲን ዝምልከት ኣዘራሪሪብናያ አለና።