ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጻኢ ረቂቕ HR 128 ኣብ ከይዲ ዝረኣ ምዃኑ ኮንግረስማን ስሚዝ ገሊጾም


ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ መሰላትን ተሓታትነትን ሕጊ ዝተቀመጡ ዓንቀጻት ብመንጽር እቲ ኣብታ ሃገር ዘሎ ምምሕያሽ ንመሳርሕቶም ከምዝረድኡ አባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚስ ኣፍሊጦም።


ሪፖብሊካን ኮንግረስማን ክሪስ ስሚዝን ዲሞክራቲክ ድሬን ባዝ ትማሊ ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ መጻኢ ረቂቕ HR 128 ኣብ ቀጻሊ ከይዲ ዝፍለጥ ናብ ዋሽንግተን ምስ ተመልሱ ኣብ ዝካየድ ምምይጥ ምኻኑ ገሊጾም።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መጻኢ ረቂቕ HR 128 ኣብ ከይዲ ዝረኣ ምዃኑ ኮንግረስማን ስሚዝ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:00 0:00

XS
SM
MD
LG