ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጠን ሙቐት ግሪንላንድ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምምዝጋቡ ተመራመርቲ ገሊጾም


መጠን ሙቐት ግሪንላንድ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምምዝጋቡ ተመራመርቲ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:50 0:00

መጠን ሙቐት ግሪንላንድ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምምዝጋቡ ተመራመርቲ ገሊጾም

አልፍረድ ዋግነር ዝተባህለ ኣብ ጀርመን ዝመደበሩ ኣብ ጫፋትን ማያዊ ክፋል ዓለምን ምርምር ዘካይድ ትካል ንለውጢ ክሊማን ሳዕቤኑን ዝምልከት ሓድሽ መጽናዕቲ ኣውጺኡ’ሎ።

እቲ ኣብ 'ኔቸር' ዝተባህለ መጽሄት ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ግሪንላንድ ዝተባህለ ጫፍ ዓለም ዝርከብ ከባቢ ዝተመዝገበ መጠን ኩነታት ሙቐን ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምዃኑ ይግለጽ።

እዚ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝተመዝገበ መጠን ሙቐት 1.5 ዲግሪ ሰንቲግረድ ዝያዳ እቲ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ዝተመዝገበ ምዃኑ እቲ መጽናዕቲ ይሕብር።

እቶም ተመራመርቲ ኣብቲ ቦታ ንዘሎ ዓቐን በረድን ዝመክኽ ዘሎ በረድን ብምጽናዕ ናብዚ መደምደምታ ከምዝበጽሑ ገሊጾም።

እቶም ተመራመርቲ ወሲኾም ኣብ ግሪልናድ ዘሎ በረድ ምሉእ ንምሉእ እንተመኺኹ ጽፍሒ ባሕሪ 7.4 ሜትር ክብ ክብል ከምዝኽእል የጠንቅቑ።

ጽጭዒዐኝጭዐ ዒኝ ዓ ምዒኝዑጥዐ፥

ዓ ነው ስቱድይ ለድ ብይ ትሀ ዓልፍረድ Wአገነር (ወህ፡ጌ፡ንር) ዒንስቲቱተ ፎር ጶላር ኣንድ ማሪነ ረሰኣርጭ፣ ኢን ጘርማኝ፣ ብሮኡግህት ዲስቱርቢንግ ነውስ ቶ ትሆሰ ቾንቸርነድ ዊጥ ችሊማተ ችሃንገ ኣንድ ኢጽ አፍፈችጽ።

ጥሀ ስቱድይ፣ ፑብሊስሀድ ኢን ትሀ ጆኡርናል፣ ኛቱረ፣ ስሆውስ ተምፐራቱረስ በትወአን ፪፻፩ ኣንድ ፳፩፩ ኣት ትሀ ሂግሀር አለቫቲኦንስ ኦፍ ትሀ ኖርጥ፨ቸንትራል ረጊኦን ኦፍ ጝሬንላንድ ወረ ትሀ ዋርመስት ኢን ፩፣000 የኣርስ።

ጠምፐራቱረስ ትሀረ፣ ኦቨር ትሃት ደቻደ፣ ወረ ፩።፭ ደግሬስ ጨልሲኡስ ዋርመር ትሃን ኢት ዋስ ኢን ትሀ ፳ጥ ቸንቱርይ።

ጽቱድይ ኣኡትሆርስ ኡሰድ ኣ ሰት ኦፍ ኢቸ ቾረስ ቶ ረችረኣተ ትሀ ተምፐራቱረስ ኣንድ መልቲንግ ራተስ ኦፍ ትሃት ረጊኦንእስ ኢቸ ስሄት በትወአን ትሀ የኣርስ ኦፍ ፲፻ ኣንድ ፳፩፩።

ጝሬንላንድእስ መልቲንግ ኢቸ ስሄት ኢስ ራኢሲንግ ሰኣ ለቨልስ ኣንድ ኣችቾርዲንግ ቶ ትሀ ኛቲኦናል ጽኖው ኣንድ ዒቸ ዻታ ጨንተር፣ ኢፍ ኢት ዋስ ቶ መልት አንቲረልይ፣ ሰኣ ለቨልስ ዎኡልድ ሪሰ ኣቦኡት ፯።፬ መተርስ።


Wኢንታ ኺዳነ

ዒንተርናቲኦናል ሙልቲመዲኣ ጆኡርናሊስት

ቮኢቸ ኦፍ ዓመሪቻ

ጠል፥ ፳፪፡፱፳፡፪፰፭፬|

ዐማኢል፥ ውኪዳነ@ቮኣነውስ።ቾም

XS
SM
MD
LG