ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ልዝብ ሰላም

መግለጺ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ልዝብ ሰላም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:06 0:00

መግለጺ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ልዝብ ሰላም

ፓርቲ ብልፅግና ፀገም ሰሜን ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ንዝግበር ልዝብ ብኣወንታ ከምዝከታተሉዎ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ዘካየዱ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴን ፈፃሚ ስራሕን ብልፅግና ፓርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ሽግር ንምፍታሕ ዝግበር ልዝብ ብሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ ምውሳኑ ወግዓዊ ምግባሮም ይዝከር።

XS
SM
MD
LG