No media source currently available
ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ፡ ንኣንፈታት ሰላምን ህሉዊ ኩነታትን ኣመልኪቶም’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።