ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ


ፋይል
ፋይል

ዶ/ር ደብረጽየን ካብ መንግስታት ኢትዮጵያ: ኤርትራን ክልል ኣምሓራን ብተወሳኺ ኣፍሪቃዊ ብዘይኾነ አካል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ትግራይ መጥቓዕቲ ይፍጸም ኣሎ ኢሎም።


ብተወሳኺ ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዝተታሕዘ ከተማታት ንጹሃን ወገናት ይቕተሉ ኣለው:ንብረት'ውን ይዝረፍ ኣሎ ኢሎም።

እዚ ኣብዚ ጸብጻብ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዓረብ ኢማራት መጥቓዕቲ ተኻይዱ ዝብል ብካልእ ነጻ አካል ክረጋገጽ ከምዘይከአለን ከምኡ'ውን ኤርትራ ኣብቲ ኹናት ትኻፈል ኣላ ንዝብል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ክሲ ምንጻጎም ይዝከር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:40 0:00


XS
SM
MD
LG