ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል


ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል - ፋይል
ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል - ፋይል

“ቦታታት ዝለቐቕና ብናይ ባዕልና ፍቓድን ቦታታ’ት ንምምቻውን’ዩ” ክብሉ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ምስ ማዕከናት ዜና’ቲ ክልል፡ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝገበሩዎ መብርሂ ገሊጾም።

ዶክተር ደብረጽዮን ወሲኾም ኣብቲ ኲናት ሓይልታት ወጻኢ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኰይኖም’ውን ይሳተፉ ኣለዉ ኢሎም ከሲሶም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:35 0:00


XS
SM
MD
LG