ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ዓረናን ሳልሳይ ወያነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ


ሳልሳይ ወያነ ትግራይ: ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ከምዝገምገመ ገሊፁ::

እቲ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ልሕሉሕ ፌደሬሽን ብምጥቃም ረብሓ ትግራይ ንክረጋገፅ ይቃለስ ከምዝነበረን ድሕሪ ሐዚ ግና እቲ ረብሓ ኣብ ነፃ ሃገረ ትግራይ እዩ ዝረጋገፅ ኢሉ ከምዘኣምን ሓቢሩ::

ውድብ ዓረና እውን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ እቲ ክልል ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ: ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩናት ጠጠው ብምባል: ብዘተ ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ይግባእ ኢሉ::

ኣብቲ ጉዳይ ካብ ሰብመዚ እቲ ክልልን ፌደራልን ምላሽ ንምርካብ ብተደጋጋሚ ዝተገብረ ጻዕሪ ኣይሰለጠን​ ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

መግለጺ ዓረናን ሳልሳይ ወያነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:26 0:00


XS
SM
MD
LG